Se rendre au contenu

ኣገደስቲ ሓበሬታት 

  •  ካብ ትጽቢት ንታሕቲ ዝኮነ ንብረት ፣ኣብ ውሽጢ 14 መዓልታት ብናጻ ክምለስ ይከኣል ኢዩ።
  • መምለሲ ክፍሊት  ናባኩም።
  • በዓቀን ዝተሰርሐ ንብረት ክምለስ ኣይከኣልን ኢዩ።
  • ኩሉ ዓይነት ኣጎልጉሎት በዓቀን  ስለዝኮነ   ድሕሪ መሪጽኩም ምርካብኩም ፣ብናትኩም ወጻኢ ክመሓየሽ እንበር ክስረዝ ኣይከኣልን ።
  • ኣድራሻና wulpstraat 27 , 7471 GD , Goor  , Nederland